ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?(1ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

ሕዳር ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ኣብ መወዳእታ ሰዓታት ብዙሕ ለውጢ ሰብ ዘይተጸበዮ ዜናታትን’ዩ ዘስዕብ ዘሎ። ሕብረትሰብ ኣመሪካ ኣብ መሰል ደቀንስትዮ ዝለዓለ ተገዳስነትን ከም ዘለዎ ኣብ በበይኑ መድረኻት ክርኢ ጸኒሑ’ዩ። እዚ እናዀነ ግን ዛጊት ደቀንስትዮ መራሕቲ ሃገር ናብ ዝለዓለ ስልጣን እዚ መሪሕነት ኣይመጽኣን።