ዘተ፡ ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶክተር ዳንኤል ተኽሉን ኣቶ ኣርኣያ ካሳን

ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ ዝርኣዩ ፀገማት፣ ኣብ ምፍጣር ንኹሉ ዘረዳድእ ምእኹል ናይ ፅሑፍ ኣጠቓቕማን ተዛመድቲ ነጥብታትን ብዝምልከት ምስ ዋና ዳይረክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዶክተር ዳንኤል ተኽሉን ኣብ ዝተፈላለዩ ምርምራት ቋንቋ ዝነጥፍ ኣቶ ኣርኣያ ካሳን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ

ፈነወ ትግርኛ ቀዳምፈነወ ትግርኛ ሰንበት

ሳልሳይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዘተ፡ ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ