ኽትዕ፡ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ጠንቂ ስደት መንእሰያት(1ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ደገ ገጾም ንኸይጥምቱ ኣብ ዓዶም ዘሎ ዕድላት ከመይ ይመስል? ማዕረ ክንደይ`ከ ዘተባብዕ`ዩ። ጠንቂ ስደት ፖሊቲካዊ ድዩ? ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ስለምንታይ በቲ ዝተወሰነሉ ደረት ተግባራዊ ዘይከውን? ኣብ ከባቢ ዶብ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ኣብ ዝሃለወሉ እዋን ቅዋም ምትግባር የጸግም`ዶ ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ንኽትዕ ቀሪቦም ኣለዉ።

ዳንኤል ኣብራሃ ካብ ከባቢ ቨርጂንያ። ሰሎሞን ገብረየሱስ ካብ ካሊፎርንያ`ዮም።

ቀዳማይ ክፋል ክትዖም ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ጠንቂ ስደት መንእሰያት ይካትዑ