ቂሐ-ጽልሚ፡ ዕላል ብዛዕባ ፊልም ጸጸር (ካልኣይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ስነ ጥበባዊት መረብ እስቲፋኖስ

ብተኸታታሊ ብ27 ክፋላት ክትመሓላለፍ ዝኸረመት “ጸጸር” ዘርእስታ ዓባይ ፊልም ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ተወዲኣ`ላ።

ደራሲ ፊልም ጸጸር ደበሳይ ወልዱ

ተከታተልቲ እዛ ፊልም ካብ ምፍታዎም ዝተላዕለ ክትቅጽል ኔርዋ ዝብሉ ውሑዳት ኣይኮኑን።

ንምዃኑ ፊልም “ጸጸር” ዘሕለፈቶ ቐንዲ መልእኽትታት እንታይ`ዩ? ኣብ ግጭታትን ኣፈታትሕኦምን ዝነበረ ስራሕ ማዕረ ኽንደይ ብሉጽ ኔሩ?

ምስ ደራሲን ተዋሳእትን ፊልም “ጸጸር” ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሐ-ጽልሚ፡ ዕላል ብዛዕባ ፊልም ጸጸር (ካልኣይ ክፋል)