ኣብ ኣመሪካ፡ ንኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን ዝኽፈል ናይ ስኮላርሺፕ ገንዘብ ብኸመይ ይርከብ?

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ፡ ኮሌጃት ይኹና ዩኒቨርሲታት ካብ ክፍሊት ናጻ ኣይኮናን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንተመሃሮ ዘኽፍልኦ ገንዘብ'ውን በብግዚኡ እናወሰኸ ክመጽእ ጸኒሑ'ሎ። ኣብ ለቓሕን ዕዳን ስለዝእቶ ድማ፡ ከም ሓደ ዓቢይ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ'ዩ። ስኮላርሺፕ ብኸመይ ይረከብ፡ ተመሃሮን ወለድን'ከ ክገብርዎ ዘለዎም እንታይ'ዩ ኣብ ዝብል ክልተ ሰብ-ሞያ ተዓዲሞም ኣለዉ።