ዘተ፡ ዕድላትን ብድሆታትን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ፌስቡክ(1ይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ዓለም ናብ ንእሽተይን ፀባብን ዓንኬል ዘቀራረበ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሓደ ክፋል ዓለም ዝተፈፀመ ነገር ብሃንደበት ወይ ብቕፅበት ኣብቲ ካልእ ጫፍ ወይ ክፋል ዓለም ናብ ዝርከብ ሰብ ወይ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክበፅሕ ዓብዪ ኣበርክቶ ኣብ ምሃብ ይርከብ።
Your browser doesn’t support HTML5