ዘተ ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ

  • በትረ ስልጣን

ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ፡ወ/ሮ ኣበባ ኣሰፋ፡ ኣቶ ብስራት ኣማረ

ነበርቲን ናይ ቀረባ ተዓዘብቲን ከም ዝምስክርዎ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተረጋግአ ሃዋሁ ሰላም እንተሎ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ግን በበይኖም ብድሆታት ይገጥሙዎ ከምዘለው ይሕብር። ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታችው ረዳ፣ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ዝበልዎ ብድሆታት ዘመልክት’ዩ። ኣብ’ዚን ካልኦትን ጉዳያት ነጥቢታት ብምልዓል ሓሳባቶም ንዘካፈሉና ወ/ሮ ኣበባ ኣሰፋ ነባሪት ዋሺንግተን ዲሲ፣ ኣቶ ብስራት ኣማረ ነባሪ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ከምኡ’ውን ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ነባሪ ፊላደልፊያ ፐንሲልቫኒያ’ዮም እዮም ነይሮም።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት

ወ/ሮ ኣበባ ስም ኣቦኣ ‘መስፍን’ ብምባል ዝተነበበ ብጌጋ ምዃኑ እንዳሓበርና ይቅሬታ ንሓትት።