ናብ ዝረሓቐ ገጠራት ኤርትራ ተጠቃምነት ኮምፕዩተር ንምብጻሕ ዝካየድ ተበግሶታት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ካብ መንጎ ዝቐረበ ምርኢት፡ ትምህርቲ ኮምፕዩተር ናብቲ ስሩዕ መብራህቲ ዘይብሉ ዝረሓቐ ገጠራት ኤርትራ ብዛዕባ ንምብጻሑ ዘሎ ተኽእሎታት ሓደ’ዩ ኔሩ። እቲ መደብ ንዲጂታላዊ ቤት ንባብ ንምስፋሕ’ውን ዝዓለመ’ዩ።