ድምጺ ሓደሽቲ ዜግነት ኣመሪካ ዝረኸቡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ 2024

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት 3.5 ሚልዮን ድሕሪ 2020 ሓደሽቲ ዜግነት ዝረኸቡ ኣመሪካዊያን ኣብዚ ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ድምጾም ክህቡ’ዮም። እዚ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ግዝ ኣት ናበየናይ ደምበ ብዝሒ ድምጺ ከምዘመስግብ ግደ ዘለዎ’ዩ።