ዲያስፖራ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዲያስፖራ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ0

ኣመሪካዊያን ኣብ’ቲ ኣዝዩ ዝተቀራረበ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝተባሃለሉ ንምድማጽ ተቀሪቦም ኣለው። ከም መብዛሕተኦም ኣመሪካዊያን፣ ኣባላት ዳያስፖራ ኣፍሪቃዊያን’ውን ብተመሳሳሊ፣ ኣመሪካ ናበይ ገጽ ትኺድ ኣብ ዝብል ወሳኒ ምርጫ ክሳተፉ እዮም።