ጠንቂን ፈውሲን ምርሕሓቅ ዲያስፖራ ኢትዮዽያውያን (2ይ ክፋል)

Diasporas

ኣብ ሞንጎ ኮሚኒቲ ዳያስፖራ ኢትዮዽያውያን ዝራኣይ ዝከረረ ኣፈላላይ መንቀሊኡን ፈውሱን ዝድህስስ ክትዕ ክልተ ኢትዮዽያዊያን ዝሓለፈ ሰሙን ከምዘቀርብና ዝዝከር‘ዩ።ሎሚ ክንዛዝሞ ኢና።ኣጋይሽና ኣቶ ተስፋሁን ካሕሳይን ኣቶ ነጋሲ በየነን’ዮም።

ዝሓለፈ ሰሙን ኣቶ ነጋሲ፣ዝሕተተሉ መንግስቲ ኢትዮዽያ‘ዩ ድሕሪ ምባሎም፣ኣቶ ተስፋሁን ግና ኣብ ሞንጎ‘ቶም ንመንግስቲ ኢትዮዽያ ዝተፈጥረ ኣብ ኣብያተ ክርትያናቶም ከይተረፈ ንዘሎ ምርሕሓቅ‘ከ መን‘ዩ ጠንቁ? ምስበለ እቲ ክትዕ ዝተቋረፀ።ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ፍሉይ መደብ ተኸታተሉ።

Your browser doesn’t support HTML5

ንካልኣይ ክፋል ክትዕ ኣዳምጹ