ህዝባዊ ዘተ - "ዝተመቓቐለ ዲያስፖራ"

Your browser doesn’t support HTML5

ህዝባዊ ዘተ - "ዝተመቓቐለ ዲያስፖራ"

ብቐዳም 23 መስከረም 2023 ኣብ ዩኒቨርስቲ በርክሊ ካሊፎርኒያ፡ ብግዱሳት ኤርትራውያን ሓደ ህዝባዊ ዘተ ተኻዪዱ ነይሩ። እቲ “ዝተመቓቐለ ዲያስፖራን መጻኢ ኣንፈት ኤርትራን፡” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ዘተ፡ ኣብዚ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሰብ-ሞያ ዝሓቖፈ’ዩ ነይሩ። ካብቲ ዘተ ብምቕጻል ንኽልተ ካብቶም ተሳተፍቲን ኣሰናዳኢ እቲ መደብን ኣዘራሪብናዮም ኣሎና።

ኣጋይሽና ብኣፈታትሓ ግርጭት ናይ ዶክተረይት ትምህርቲ ዘለዋ ሳባ ተስፋሃንስን ብሞያ ጋዜጠኝነትን ስነ-ሓበሬታ ናይ ዶክተረይት ትምህርቲ ዘለዎን መምህር ኣብ ዩኒቨርስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ዝኾነ ሄርሞን ብርሃነ ዑቕባሚካኤልን ኣዳላዊ እቲ ህዝባዊ ዘተ ዝኾነ ሜሮን ሰመዳርን'ዮም።