መራሕቲ ሰልፍታት ኣመሪካ ንምውሳኽ ልቃሕ’ታ ሃገር ዝድግፍ ድምጺ ከምዝረኽቡ ይትስፈው

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ሰልፍታት ኣመሪካ ንምውሳኽ ልቃሕ’ታ ሃገር ዝድግፍ ድምጺ ከምዝረኽቡ ይትስፈው

ኣብ ኣመሪካ መራሕቲ ሰልፍታት ዲሞክራትን ሪፑብሊካንን ንምውሳኽ ልቃሕ’ታ ሃገር ዝድግፍ ኣብ ባይቶ እኹል ድምፂ ክንረክብ ኢና ዝብል ኣወንታዊ ኣረኣእየኦም ገሊፆም።

ስልጣን ምውሳኽ ልቃሕ ኣመሪካ ብዝምልከት ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ዘሎዎም ናይ ጊዜ ገደብ እናቀረበ ኣብ ዝኸደሉ፡ ገለ ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ ግን መንግስቲ እታ ሃገር ንምንቅስቃስ ሕፅረት ገንዘብ ከምዘይህልዎ ተስፋ ጌሮም’ለዉ።