ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ንናይ 21 ጥሪ ፍፃመ ኣመልኪቶም ኣብዝሃብዎ መግለፂ ዝተኻየደ ክትዕ

Eritrean President Isaias Afewerki

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢስያስ ኣፈወርቂ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ምንስቴር ዜና ኤርትራ ኣብ ዝተኸሰተ ዕግርግር ዝተሳተፉ ስለዝተናስሑ ነናብ ኣሃዱታቶም ከምዝተመልሱን ንኣዛዚ መካናይዝድ ጥይት ተኵሱ ዝወግኦም መራሒ እቶም ኣድመኛታት ግን ኣብዘይተነፀረ ከባቢ ርእሰ-ቕተለት ከምዝፈፀመን ገሊፆም።

ኣብ ልዕሊ እቲ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ዝሃብዎ መግለፂ ኣቶ ካሕሳይ ገብረኣብ ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዝበለ ሒቕታ ዘለዎ ነገር ምርኣይ ሓዱሽ ስለዘይኮነ ኽብደት ዝውሃቦ ነገር ኣይኮነን ይብል።ኣቶ ካሊድ ዓብዱ ብወገኑ እቲ ተርእዮ ናይ ብዙሓት ዓመታት ዝተኣከበ ስምዒታት ነፀብራቕ እዩ ኢሉዎ’ሎ።

ቀዳማይ ክፋል ክትዖም ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea-Debate