ኣቶ ዳዊት ገብረእግዛብሄርን ኣብ ትግራይ ኣለው ዝበሉዎም ሽግራትን 1ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ ዳዊት ገብርእግዝኣብሄር

ኣቶ ዳዊት ገብረግዛብሄር ዑውት ኢትዮጵያዊ ነጋዳይ እዮም።ዋና ቤት ፅሕፈት ቢዝነሶም ኣብ ዱባይ ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራትን ኣብዝተፈላለዩ ዓውድታት ንግዲ ኣማእቲ ሚሊዮናት ዘውፈሩ ብዓል ሃፍቲ እዮም።ኣብ መቐለ ሓዊሱ ኣብ ሰለስተ ከተማታት ትግራይ ንህዝቢ ኣገልግሎት ዝህቡ ትካላት ውህበ-ሰናይ ወይ ግብረ-ሰናይ ብልዕሊ 150 ሚሊዮን ቕርሺ ንምስራሕ ሓቲቶም ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት መልሲ ከይረኸቡ ዕንቅፋት ከምዝጋጠሞም ይገልፁ።

ትግራይ ንኢንቨስተራት ዝዕድም ፖሊሲ የብላን ዝብል ሓዊሱ ኣብቲ ክልል የጋጥሙ ኣለው ዝበሉዎም ምምሕዳራዊ ሽግራትን እውን ሪኢቶ ሂቦምና ኣለው።ንዝርዝሩ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ምስ ኣቶ ዳዊት 1ይ ኽፋል