ኣቶ ዳዊት ገብረእግዛብሄርን ኣብ ትግራይ ኣለው ዝበሉዎም ሽግራትን 2ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ ዳዊት ገብርእግዝኣብሄር

ኣብ ብርክት ዝበሉ ዓውድታት ኢንቨስትመንትን ስራሕቲ ግብረሰናይን ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያዊያ ኣቶ ዳዊት ገብረግዛብሄር ዋና ቤት ፅሕፈት ቢዝነሶም ኣብ ዱባይ ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራትን ኣማእቲ ሚሊዮናት ዘውፈሩ ብዓል ሃፍቲ እዮም።ኣብ መቐለ ሓዊሱ ኣብ ሰለስተ ከተማታት ትግራይ ንህዝቢ ኣገልግሎት ዝህቡ ትካላት ውህበ-ሰናይ ወይ ግብረ-ሰናይ ብልዕሊ 150 ሚሊዮን ቕርሺ ንምስራሕ ሓቲቶም ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት መልሲ ከይረኸቡ ዕንቅፋት ኣጋጢሙኒ ይብሉ።

ጥርዓኖም ናብ ዝምልከቶም ላዕለዎት ሰበስልጣን ክልል ኣቕሪቦም ግልፂ ዝኾነ መልሲ ከምዘይሃብዎ ሓቢሮም ኣለው ኣቶ ዳዊት።ዝርዝሩ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ምስ ኣቶ ዳዊት 2ይ ኽፋል