ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ምጉዳሉ ሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ብ30 ሚእታዊት ምጉዳሉ ሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ምሉእ ብምሉእ ብዝሃቦ ድምጺ ነቲ ሓገዝ ክጎድል ወሲኑ’ሎ። እቲ ውሳኔ በብመድረኹ ዝትግብር ምዃኑ እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ።