ምልቃቕ እሱራት ዳንግላ -- ብኣንደበት በበይኖም ኣካላት
Your browser doesn’t support HTML5
ዝሓለፈ ሰሙን፡ ዕጡቕ ጕጅለ ፋኖ: ብዝገበሮ ስርሒት፡ ኣብ ዳንግላ ተኣሲሮም ዝነበሩ ክሳብ 500 ዝዀኑ እሱራት ኣፍቲሑ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5