መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ምስ ኣሰናዳእቲ ጋዜጣ ዳዕሮ ካብ ስያትል

ጋዜጣ ዳዕሮ

ሓረጉ ቀለታን ፍጹም ተስፋማርያምን ካብ መንጎ ኣሰናዳእታ`ዮም
ጋዜጣ ዳዕሮ ምሕታም ካብ ትጅምር ክለተ ዓመታ። ብመዳይ ሓበረታ ጥዕና፡ ጉዳይ ሕጊ ከምኡ`ውን ብወገን ስነ-ጥበብ ንማሕበረኮም ኤርትራውያን ትህቦ ዘላ ኣገልግሎት ካብ ዝወሃብ ዘሎ ግብረ መልሲ ምርዳእ ይክኣል ይብሉ ኣሰናዳእታ።

ኣብ መርበብ ሓበረታ ዳዕሮና.ኮም ትርከብ ጋዜጣ ዳዕሮ፡ ዝርግሔኣ ናብ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣመሪካን ካንዳን ተስፍሕ ከምዘላ`ውን ሓቢሮም።

ቀዳማይ ክፋል`ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritreans-in-America