ዜና መደብ ቂሔ ፅልሚ ነሓሰ 12, 2011 መደብ ቂሔ ፅልሚ ሰለስተ መደባት ሒዛ'ላ። - 2ይ ክፍሊ ባህሊ ራያ -ካብ ኤርትራ ገረብ ዓርኮብኮባይን ረብሓታቱን -ደራሲ መፅሓፍ 'አብነት' ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምፂ ጠውቁ