ዋሽንግተን —
ኣውፈርቲ ክሪፕቶ ከረንሲ ነቶም ኣብ ወፍሪ ምርጨኦም ሻምፒዮና ዲጅታላዊ ባጤራ ኮይኖም ዝተራእዩ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቐረባ ዝጅመር እዋን ምምሕዳሮም ብልዑል ተስፋ ይፅበይዎ ኣለዉ።
ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዝዳንታዊ ወፍሪ ኣብ ዝገብሩሉ ዝነበሩ እዋን ማሕበረሰብ ቢትኮይን ምስቲ ቅድሚ 100 ዝነበረ ሓይሊ ብረት ኣሜሪካ ከመሳስልዎ ተሰሚዖም እዪም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣውፈርቲ ክሪፕቶከረንሲ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ትራምፕ ሃብቶም ክኽዕብት ይፅበዩ