ዋሽንግተን —
መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሞያ ቴክኖሎጂ ዝዀነ ኣማኻሪ ስራሓት ቴክኖሎጂ ሙሴ ሃይለ፡ ብዛዕባ ብሎክቸይን ክሪፕቶካረንሲን መብርሂ ንኽህበና ናብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራረቢናዮ ኣሎና። ኣቶ ሙሴ፡ ዕደና ክሪፕቶካረንሲ፡ ብሕልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዩ ምቹእ ቦታ ምዃኑ ይገልጽ።
Your browser doesn’t support HTML5
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ