ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ንዝረኣ ብዝሒ ገበን ብኸመይ የቃልሉዎ - ርእይቶ ዜጋታት

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፣ መረጽቲ ብተደጋጋሚ ዘልዕልዎ ሓደ ኣገዳሲ ጉዳይ፣ ኣብታ ሃገር ዝረኣ ዘሎ ብዝሒ ገበን እዩ። ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ዝኾኑ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን፣ ነዚ ስግኣት’ዚ ከመይ ከቃልልዎ ከምዝኽእሉ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።