ኮረዲዮ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ፡ ንጉድኣት ኣካል ስራሕ የስእኖም ከምዘሎ ይግለፅ

Your browser doesn’t support HTML5

እቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኮረዲዮ ልምዓት፡ ንጉዱኣት ኣካል ንስእነት ስራሕ የሳጥሖም ኣሎ ክብል፡ ማሕበር ጉድኣት ኣካል እታ ከተማ ከሲሱ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብወገኑ፡ እቲ ኮረዲዮ ልምዓት ኮሪደር ናይ ጉድኣት ኣካል ቁጠባዊ ተጠቃምነት ዘረጋግፅ እዩ ድሕሪ ምባል ጉዳዮም እውን ፍሉይ ጠመተ ከም ዝወሃቦ ገሊፁ ኣሎ።