ዋሽንግተን —
ኣብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዋዕላ ለውጢ ከሊማ ዝተኻፈሉ ልኡኻት ንፈለማ ግዜ ለውጢ ከሊማ ኣብ ጥዕና ህዝቢ ዘለዎ ጽልዋ ኣመልኪቶም ተዘራሪቦም። እዚ ምይይጥ ንኽግበር ዝደረኸ ዓለምለኸ መጠን ሙቐት ቀተልቲ ሕማማት ንክውስኹ ይገብር'ሎ ዝብል መጠንቀቅታ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ለውጢ ክሊማ ሓደገኛ ሕማማት ክውስኽ ጠንቂ ይኸውን ምህላው ዋዕላ ክሊማ ኣጠንቂቁ