ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ -- ወፍሪ ንጥዕና 

Your browser doesn’t support HTML5

ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ -- ወፍሪ ንጥዕና 

ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብቶም መራሕቲ ሕክምና ዝነበሩ ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ’ውን ፖሊስ ጥዕና እታ ሃገር ኣብ ምሕንጻጽን ኮለጅ ጥዕና ኣብ ምምስራትን መሪሕ ተራ ተጻዊቱ’ዩ። ካብ 2000 ኣትሒዙ ኣብ ስደት ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ዶክተር ኣሰፋው፡ ኣብ ዩኒቨርስቲ ቶሮ ናይ ካሊፎርኒያ ንዝርከብ ክፍሊ ህዝባዊ ጥዕና’ውን መስራቲ’ዩ።