ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ሕገ መንግስትን ስርዓት ፌደራሊዝምን እታ ሃገር ንዘተ ክቐርቡ ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ክልቲኦም ኣርእስታት ዝርከቡዎም 11 ዛዕባታት መምዩ፣ ንሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ከምዘቕረበ እውን ኣማኻሪ እቲ ቤት ምኽሪ ዶ/ር ሞገስ ደምሴ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃቡዎ ቃለመሕትት ገሊፆም።