ኣባል ባይቶ ኣመሪካ ሸርማን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝለዓለ ጸቕጢ ክግበር ይጽውዕ

Your browser doesn’t support HTML5

-ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ባይቶ ኣመሪካ ዝዀነ ተወካሊ ካሊፎርኒያ ብራድ ሸርማን፡ ኣብቲ ብረቡዕ ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ዝነበረ ከይዲ ምስማዕ፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ሓያል ጸቕጢ ክትገብርን ኣብቲ ዞባ ለውጢ ንምምጻእ ድማ ንተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ሓገዝ ክግበረሎምን ጸዊዑ።