ግጭት ተምሃሮ ዩኒቨርስታት ደብረ ብርሃንን ወልዲያን

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ዩኒቨርስታት ወልዲያን ደብረ ብርሃንን ብሰንኪ ዝተፈጥረ ግጭት ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ጉድኣት ከምዝወረደን ብኣማእቲ ዝቑፀሩ ምዃኖም ዝገለፁ ድማ ንህይወትና ንሰግእ ኢና ብዝብል ካብተን ዩኒቨርስታት ወፂኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ኣትዮም ኣለው።

ሰበስልጣን ናብተን ዩኒቨርስታት ተመሊሶም ክምሃሩ ንምተሃሮ ይመሕፀኑዎም ኣለው።እቶም ተምሃሮ ግን ድሕነትና ኣብ ስግኣት ወዲቑ’ሎ ናብተን ዩኒቨርስታት ኣይንምለስን ኢና ይብሉ ኣለው።

ዩኒቨርስቲ ደብረ ብርሃን ዕግርግ ብምፍጣ ምምሃር ምስትምሃር ኣተኣጓጕሎም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 58 ተምሃሮ ስጉምቲ ምውሳዱ ገሊፁ።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ግጭት ተምሃሮ ዩኒቨርስታት ደብረ ብርሃንን ወልዲያን