ብናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝተሰየመ ኮሚሽን መርማሪ ኣብ ኤርትራ ከቢድ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተፈጸመ ዝገልጽ ትማሊ ሰሉስ ናብቲ ቤት ምኽሪ ኣቕሪቡ ኣሎ።
ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ነጺግዎ ኣሎ። ዝተፈላለያ ሃገራት ድማ መርገጺአን ኣቕሪበን ኣለዋ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኮሚሽን መርማሪ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ከቢድ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ተፈጺሙ ይብል