ማእኸል ሕክምና ዶክተር ማርቆስ ንምንታይ ተዓፅዩ?

  • ግርማይ ገብሩ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ማእኸል ሕክምና ዶክተር ማርቆስ ንሓደ ዓመት ንኽዕፆ ኣዚዙ፡፡ እቲ ቢሮ ማእኸል ሕክምና ዶክተር ማርቆስ ሕጊ ስለዝጠሓሰ እዩ ስጉምቲ ወሲደ ይብል፡፡