ቀረጽ ኣብ ልዕሊ ናይ ቻይና መካይን ግብረ-መልሲ ከየስዕብ የስግእ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣትዋ  ናይ ኤለክትሪክ መካይን ቀረጽ ድሕሪ ምንባሩ፡  መንግስቲ ቻይና ናይ ግብረ-መልሲ ስጉምቲ ክወሰድ`ዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ'ሎ።  ቻይና ኣብቲ ትወስዶ ናይ ግብረ-መልሲ ስጉምቲ  ንዝተወሰና ሃገራት ኤውሮጳ ዒላማ ከም ትገብር`ውን ይግመት።