▶መራኽብ ቻይና ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝንቀሳቀሳ ተሓቢሩ
Your browser doesn’t support HTML5
መራኽብ ዳህሳስ ቻይና ነቲ ዛጊት ካብ ዝተራእየ እቲ ዝዓበየ ዝተባህለ ሓባራዊ ወታሃደራዊ ልምምድ ኣመሪካን ኣውስትራልያን ንምክትታል ከምዝተንቀሳቀሳ ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5