ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ዘተኮረ ሲምፖዝዮም ተኻይዱ(1ይ ክፋል)

ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ዘተኮረ ናይ ፈለማ ሲምፖዝዮም ተኻይዱ።

እቲ ሲምፖዝዮም ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ከተማ ሳንታ ክላራ ተኻይዱ።

ንገለ ካብ ተሳተፍቲ ብዛዕባ’ቲ ሲምፖዝዮም ኣዘራሪብና ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ዘተኾረ ሲምፖዝዮም ተኻይዱ