ቻድ —
ኣብ ምዕራባዊ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዘሎ ጎንጽን ዘይምርግጋእን ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ኣጎሃሂሩ'ሎ ክብል ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ብዙሓት ካብቲ ዞባ ናብ ጎረቤት ሃገር ጫድ ዝሃደሙ ከምዝግለጽዎ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሕጊን ስርዓትን ኣልቦ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝያዳ መጥቃዕታት ንኽፍጸም ባይታ ፈጢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5