ቪድዮ ማእኸል መከላኸሊ ሕማም ኣፍሪቃ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ውጥን ወግዓዊ ጌሩ መጋቢት 24, 2017 Your browser doesn’t support HTML5 ማእከል መኸላኸሊ ሕማማት ኣፍሪቃ (CDC) ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ውጥን ሎሚ ገሊጹ። እዚ ትካል ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተወጠነ ኮይኑ ብሰንኪ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ምስረትኡ ዘቐላጠፈ ትካል’ዩ።