ኣብ ኢትዮጵያ ብዝጓነፈ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራዊያን ስነጥበባዊያን ዝርከቡዎም ሸውዓተ ሰባት ምሟቶም ተፈሊጡ።
መቐለ —
ካብ ከተማ መቐለ ትሸዓተ ሰባት ጽዒና ናብ ከተማ አዲስ አበባ ትጉዓዝ ዝነበረት መኪና ከተማ ደብረ ብርሃን ሓሊፍኻ ኣብ ዝርኸብ ጫጫ ኣብ ዝበሃል ቦታ ምስ ናይ ጽዕነት መኪና ብምግጫዋ ክልተ ኤርትራዊያን ዝርኸብዎም ሸውዓተ ሰባት ሽዑ ንሽዑ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተፈሊጡ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።
Your browser doesn’t support HTML5
ክልተ ኤርትራዊያን ዝርኸብዎም ሸውዓተ ሰባት ብብመኪና ሓደጋ ምሟቶም ተገሊጹ