ካሜሮን ብሰንኪ ዝርግሓ ሕማም ሸሮኽ ዕዳጋታት ትዓጽው

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካሜሮን ብሰንኪ ዝርግሓ ሕማም ሸሮኽ ዕዳጋታት ትዓጽው

ሰበ ስልጣን ካሜሩን ነቲ ናብ ኩለን 10 ክፍላተ-ግዝኣታት’ታ ማእኸላይ ኣፍሪቃዊት ሃገር ዝላባዕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ(ኮሌራ) ንምግትኡ ዕዳጋታት ዓፅዮም።

መንግስቲ ልዕሊ 20-ሽሕ ሰባት ብበቲ ሕማም ከምዝተተንከፉን ግን ካብቲ 26- ሚልዮን ህዝቢ’ታ ሃገር እቲ መብዛሕትኡ ንሕክምና ናብ ሆስፒታል ስለ ዘይከይድ እቲ ኣሃዝ ዝለዓለ ክኸውን ይኽእል’ዩ ይብል።