ባርዕ ጫካ ካሊፎርኒያ ንምጥፋእ ርብርብ ይቕጽል፡ ኣሽሓት ህንጻታት ይዓኑ
Your browser doesn’t support HTML5
እቲ ባርዕ ናብ መንበሪታት ሃብታማትን መብዛሕትኦም ድምጻውያንን ተዋሳእቲን ኣብ ዝነብሩሉ ኣከባቢ ካላባስን ሳንታሞኒካን ብምዕጥቃዑ፡ ንኣባይቶም ሃሚዅ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5