ካሊፎርንያ ንፖሊሲታት ትራምፕ ንምክልኻል ናይ መጀመርታ  ስጕምቲ ወሲዳ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካሊፎርንያ ንፖሊሲታት ትራምፕ ንምክልኻል ናይ መጀመርታ  ስጕምቲ ወሲዳ

ካሊፎርንያ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣንፃር ገስገስቲ ፖሊስታት እታ ክፍለ ሃገር በብደረጃኡ ክወስዶም ትፅቢት ዝግበሩ ፌደራላዊ ብድሆታት ንምክልኻል ኣብዚ ሰሙን ናይ መጀመርታ ስጕምትታት ወሲዳ።

ሓገግቲ ካሊፎርኒያ ዝመጽእ ምምሕዳር ትራምፕ ከጋጥም ዝኽእል ብድሆታት ንምክልኻል ህፁፅ ኣኼባ ኣካይዱ'ሎ።

ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ሮበርት ሪቫስ እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፌደራል መንግስቲ ሕጋዊ ግጥም ንምክያድ ክዳሎ ኣለዎ ኢሉ።