ካይሮ፡ ኣብ መኪና ብዘጋጠመ ነትጒ ትሸዓተ ሰባት ቆሲሎም
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ኣብ ሓንቲ መኪና ብዘጋጠመ ነትጒ ትሸዓተ ሰባት ምቁሳሎም ሚንስትሪ ጥዕና’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5