ገልዒን ፍረን በለስ ናብ መግብነት ዝቀየረ ተመክሮ ኣብ ትግራይ

  • በትረ ስልጣን

ሕርሻ በለስ

ካብ በለስ ዝተሰርሑ ሰላጣ፡ማልማላትን ፅማቑን ገሊኦም'ዮም

ናይ ሎሚ ጋሻ መደብ ሕርሻ፣ንልዕሊ 18 ዓመት ኣብ ጉዳይ በለስ፣ብሕልፊ ንፍሉይ ኩነታት ሰሜናዊ ኢትዮዽያ-ሕፅረት ጠሊ መርየት፣ምንኣስ ሕርሻዊ መርየትን ኣቅርቦት መግቢን ኣብ ግምት ዘእተወ ምርምራዊ ስራሕቲ ኣሳሊጦም ተባሂሎም ናብ ዩ-ስ ዝተዓደሙ’ዮም።ኣቶ ተስፋይ ዓለም-ሰገድ ይባሃሉ ናይ ሎሚ ጋሻ መደብ ሕርሻ።