ዋሽንግተን —
ገዛኢ ፓርቲ ክልል ትግራይ ህውሓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ካብ ወጻኢ ሃገራትን ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተ አካኸቡ ሰብ ሃብቲ ተወላዶ'ቲ ክልል ኣኼባ ኣካይዱ ኔሩ።
ምስ ተሳተፍቲ'ቲ አኼባ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ሰብ ሃብቲ ተወላዶ ክልል ትግራይ ምስ ገዛኢ ፓርቲ ቲ ክልል አኼባ ኣካይዶም