ዋሽንግተን —
ኣብ ቡርኪናፋሶ ከተማ ኦጋዱጉ ኣብ ዝርከብ ጋራጁ መኻይን ኣብ ምፅጋንን ምትዕርራይን ግዚኡ ዘሕልፍ መካኒክ ሳኦ ኣድራጎ ቀንዲ ዕላምኡ ተራ መኻይን ናብ ሊሞዚን ምቕያር እዩ ።
ኣብ 2023 ወዲ 38 ዓመት ሞያ ምህንድስና ዘድንቕ ሳኦ ኦድራጎ ብድፍረት ሓደ ፕሮጀክት ጀመረ። ሓደ እዋን ንሓንቲ ሆንዳ ሲቪክ መኪና ናብ ፅብቕቲ ሊሞዚን ቀይሩዋ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቡርኪኖፋሶ- ሓደ መካኒክ ንተራ መካይን ናብ ሊሞዚን ይቕይር