ኣቶ ብርሃኑ በርሀ ‘መእሰርየይን መፍትሕየይን ፖለቲካ’ዩ፡መን ከምዘእሰረኒ መን ከምዘፍተሐኒ’ውን ይፈልጥ’የ ‘ይብሉ ምስ ቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ።
ኣቶ ብርሃኑ ኣብ ዘረበኦም ‘ብዋሕስ ከምዝተፈትሑን ናብ ቤት ፍርዲ ንክቀርቡ ከምዘይተሓተቱን’ እውን ጠቂሶም።
Your browser doesn’t support HTML5
ምስ ኣቶ ብርሃኑ ዝተካየደ ቃለ-ምልልስ
ብርሃኑ በርሀ