ጀርዲን ስነ ኣታክልቲ ከተማ ዋሽንግተን ንበዓል ልደት ብዝምልከት ዘዳለዎ ምርኢት

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 100 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ስፍራ አታክልቲ ኣሜሪካ ምክንያት ብምግባር ጀርዲን ስፍራ አታክልቲ ከተማ ዋሽንግተን ዝተፈላለዩ ምርኢት ብምድላው አቃልቦ ብዙሓት ይስሕብ ኣሎ።