ፈላመይቲ መጽሓፍ ፍሉጥ ደራሲ ደበሳይ ወልዱ ተመሪቓ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ህቡብ ደራሲ ፊልምን ድራማን ደበሳይ ወልዱ ዝጸሓፋ ፈላመይቲ መጽሓፍ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተመሪቓ `ላ።  ደበሳይ ወልዱ ናብ ምጽሓፍ ቀይርዋ ዘሎ ፡ እታ ኣብ 2001 ብመልክዕ ሬድዮ ድራማ ትፍለጥን ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ዝነበራን `ወይዘሮ ትዕበ`  ትብል ድራማ`ያ።