ዶክተር ዳኒኤል ተኽሉ ምስ ሓድሽ መጽሓፉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ምርምር ስነ-ቋንቋን ምምህርናን ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐን ብመሪሕነት ዝዓየየን ዶክተር ዳኒኤል ተኽሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓድሽ መጽሓፍ የሕቲሙ ንህዝቢ ኣላልዩ ኣሎ። እዛ መጽሓፍ መበል 21 ምዃና’ያ። ብዛዕባ’ታ ሓዳስ መጽሓፍን ዶክተር ዳኒኤል ኣብ ሕትመት ብዛዕባ ዝግበሮ ሓፈሻዊ ኣበርክቶን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።