አብ ኤርትራ ለውጢ ንክመጽእ ዝሰርሕ ምትእኽኻብ ቦሎኛ ፎርም ሎሚ ቅነ አብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ አኼባ አካይዱ

bologna forum 2015

ቦሎኛ ፎርም

ቦሎኛ ፎረም ዝበሃል አብ ኤርትራ ለውጢ ንክመጽእ ዝሰርሕ ምትእኽኻብ ሎሚ ቅነ አብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ አኼባ አካይዱ ነይሩ።

ቦሎኛ ፎረም አብ ኤርትራ ዝመጽእ ለውጢ ዘላቂ ሰላም መታን ክመጽእ ካብ ውሸጢ ሃገር ዝመጽእን ሰላማዊን ዘይጎነጻዊን ክከውን አለዎ ዝብል መርገጺ ዘለዎ ምትእኽካብ ዩ።

ንክልተ ካብ አዳለውቲ አዘራሪብና ሎና ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ብምጥዋቅ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቦሎኛ ፎርም