መራሕቲ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታት ናይ ምስጓግ ስጉምትታት ይወስዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ዝጅምር ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታት ብበዝሒ ንምብራር መፅብዓ ብምእታው ዲሞክራሲያዊያን ኣብ ዝቆፃፀሩወን ዘለው ክፍለ ሃገራት ዘለው ገለ ከንቲባታት ነቲ ሓድሽ ፖሊስታት ንምድላው ስጉምትታት ይወስዱ ኣለው።